Africa ማዕከናት ዜና ብዝደጋግመኦ ዜና ሓሶት: ዝቕየር ሕብሪ የለን. | ብዘርኣይ ሰሎሞን ዓባይ ብሪጣንያ eristaruk Aug 27, 2018 0 ወለዲ ክምስሉ እንከለዉ:- “ተዛረበለይ ኣይ ከም ኣፍካን: ግበረለይ ኣይ ከም ኢድካን: :” ኢሎም: : መሲልካ እንታይ ኣምጻእካ? እንዲዩ! ኣፍ እንከለና ክንዛረብ: የእዳው እንከለና…